ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ሲያትል እንታይ ይግበር ኣሎ

አማርኛاَلْعَرَبِيَّةُ • 繁体字 • 한국어 • Español • Tagalog • ትግርኛ • Tiếng việt • English • af-Soomaali

እዋናዊ ዝኾነሉ፦ 25 ሓምለ 2022

ሓፈሻዊ መግለጺ

ንበይከን ሂልን ረይኔር ቫሊን ሓዊሱ ኣብ መላእ ደቡባዊ ምብራቕ ሲያትል ብትራንዚት ምጥቃምን ውሕስነቱ ክብ ንምባልን፡ ብእግርኻ ንምስጓም፡ ብብሽክለታ ንምዝውዋር ዘሎ ከይዲ ቀሊል ዝገብርን ንሰርሕ ኣለና።

ፕሮጀክትታት ኣብ ከይዲ ህንጸት፣ ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጃ ምድላው ንድፊ፣ ወይ ኣብ ምጅማር እዮም ዝርከቡ። ደረጃ እዞም ፕሮጀክታት ኣብ ዝሃለወ ይሃልው፣ ነቲ ዝህልወካ ርኢቶ ክንሰምዕ እዩ ድልየትና።

ደቡብ ምብራቕ ሲያትል ብዓቢኡ፡

ናይ ከባቢታት መንበሪ ጎደና ገንዘባዊ ሓገዝ (Neighborhood Street Fund)

ቤከን ሂል (Beacon Hill):

ረይኔር ቫሊ (Rainier Valley):

ብተሓጋገዝቲ ኤጀንሲታት ዝምርሑ ፕሮጀክታት

ብዛዕባ እቶም ኣብ መላእ እታ ከተማ ዝካየዱ ፕሮጀክትታት ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ፣ ነቲ ናይ ካፒታል ፕሮጀክትታት ዳሽቦርድና ርአ።

Transportation

Greg Spotts, Director
Address: 700 5th Ave, Suite 3800, Seattle, WA, 98104
Mailing Address: PO Box 34996, Seattle, WA, 98124-4996
Phone: (206) 684-7623
684-Road@seattle.gov

Newsletter Updates

Subscribe

Sign up for the latest updates from Transportation

The Seattle Department of Transportation (SDOT) is on a mission to deliver a transportation system that provides safe and affordable access to places and opportunities for everyone as we work to achieve our vision of Seattle as a thriving, equitable community powered by dependable transportation.