ሕጂ ተጎዓዝ (Ride Now)

አማርኛ • 简体中文 • 繁体字 • 日本語한국어 • Oromiffa • af-Soomaali • Español • Tagalog • ትግርኛ • Tiếng việt • English

ብዛዕባ ሕጂ ተጎዓዝ (Ride Now)

ሕጂ ተጎዓዝ (Ride Now) አብ ጽድያ (spring) 2022 ብኣረጋዉያንን ብኣካለ ስንኩላን ንኣረጋውያንን ንስንኩላንን ዝተዳለወ ናይ ፈተነ ፕሮግራም እዩ ነይሩ። ዓበይቲ ሰባት 65+፣ ስንኩላን ከመኡ’ውን ሓብሐብቶም ወይ’ውን ግልጋሎት ወሃብቶምን ብየለው ካብ፣ ኡበር ከምኡ’ውን ሊፍት ንምጥቃም ነፃ ናይ ጉዕዞ ቫውቸር ክሓቱ ይኽእሉ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ዋላ እኳ ሕጂ ተጎዓዝ (Ride Now) ኣብ ስራሕ ዘይርከብ ይኹን፣ ካብቲ ፈተነ ብዙሕ ተማሂርና ኢና ከምኡ’ውን ዝተማሃርናዮም ትምህርትታት ንመጻኢ ፕሮግራማት ኣብ ተግባር ነውዕሎም አለና። ንዝያዳ ሓበሬታ፣ ንቲ አብ ታሕቲ ዘሎ መጠቓለሊ ናዉቲታትና ተመልከት።

ሰነዳትን መረዳእታታትን

ሕጂ ተጎዓዝ (Ride Now) መጠቓለሊ ናውትታት

ነዚ ሕጂ ተጎዓዝ (Ride Now) ዝተሰመዬ ናይ ፈተነ መደብ ዝኸውን ናይ ገንዘብ ምወላ ካብ Transit Planning 4 All ዝተብሃለ ነቶም ስንክልና ዘለዎምን ብዕድመኦም ዝደፉኡን ሰባት ኣብ ከይዲ ምውጻእ መደብ መጎዓዚያ ተሳተፍቲ ንክኾኑ ዘኽእሉ ዝተመረጹ ተሞክሮታት ኣብ ምንዳይን ምፍላጥን ዝነጥፍ ብሄራዊ ናይ መጎዓዚያ መደብ ምውጻእ ፕሮጀክት እዩ።

ከም ኣካል እቲ ናይ 2018-2019 ትራንዚት Planning 4 All ግራንቲ ኮሆርት፣ Hopelink (King County, WA) ካብ'ቶም ኣብ'ቲ ናይ ገንዘብ ምወላ ተሳተፍቲ ዝኾኑ ካብ ሆፕሊንክን (Hopelink) ናይ ኪንግ ካውንቲ ናይ ምንቅስቓስ ማሕበራትን ዝተረኸቡ ዉህሉላት ተሞክሮታት ዝሓዘ፡ ንኹሉ ዘጠቓልልን ናይ መደብ ምውጻእ መሳርሕታትን (Inclusive Planning Toolkit) ዝፈጠረ እዩ። ክፍሊ መጉዓዝያ ሲያትል (SDOT) ነዚ ናይ ፈተነ መደብ ኣብ ዘማዕብለሉ ግዜ ንኩሉ ኣገዳሲ ዝኾነ ናይ መደብ ምውጻእ መሳርሒታትን ምንጪታትን ብዝግባእ ኣብ ጥቕሚ እውዒሉዎ እዩ።

ሆፕሊንክ ንኹሉ ዘጠቓልል ናይ መደብ ምውጻእ መሳርሕታትን ምንጪታትን (Hopelink's Inclusive Planning Toolkit) ኣብዚክትረኸቦ ትኽእል ኢኻ።

A group of seniors smiling,

Transportation

Greg Spotts, Director
Address: 700 5th Ave, Suite 3800, Seattle, WA, 98104
Mailing Address: PO Box 34996, Seattle, WA, 98124-4996
Phone: (206) 684-7623
684-Road@seattle.gov

Newsletter Updates

Subscribe

Sign up for the latest updates from Transportation

The Seattle Department of Transportation (SDOT) is on a mission to deliver a transportation system that provides safe and affordable access to places and opportunities for everyone as we work to achieve our vision of Seattle as a thriving, equitable community powered by dependable transportation.