Tigrinya - ትግርኛ

Tenant Animation - Renting in Seattle
Landlord Animation - Renting in Seattle

Renting in Seattle Resource Center እንታይ እዩ?

ከተማ ስያትል ሕጂ ንኽልቲኦም ንወነንቲ ገዛን ንተኻረይትን ናብ ሓበሬታብዛዕባ  ምክራይ ኣብ ስያትል ንምእታው ዝሕግዝ  ሓደ መርበብ ሓበሬታን ቊጽሪ ተሌፎንን ኣለዋ።

እንታይ ሓበሬታ እዩ ዝርከብ?

እቲ መርበብ ሓበሬታ ክልቲኦም ወነንቲ ገዛን ተኻረይትን ካብ ምእታው ጀሚሩ ክሳብ ምውጻእ ብዛዕባ ዘለዎም መሰላትን ግቡኣትን ሓበሬታ ይህብ። ከምኡ'ውን ንሱ ናይ ከተማ ስርዓታት፡ ዝተሓቱ ናይ መንበሪ ቤት መለክዒታትን፡ ንስኻ ወይ  ንስኻ ትፈልጦ ሰብ ናይ መንበሪ ቤት ኣድልዎ እንተጋጢምዎ እንታይ ክግበር ከምዘለዎን ይገልጽ።  ክተዘራርቦ ትደሊ ሰብ እንየልዩ፡ ሓገዝ ክትረክብ እንተደሊኻ፡ ወይ ብዛዕባ መንበሪ ገዛኻ ጥርዓን ከተቕርብ እንተደሊኻ እውን ናባና ክትድውል ትኽእል ኢኻ። 

ምትርጓም ኩሉ ግዜ ኣሎ።

ዝተተርጎሙ ነገራት:

እዚ ናይ  መርበብ ሓበሬታ ገጽ'ዚ ብዛዕባ ናይ ክራይ ስርዓታት፡ ናይ ተኻራዪ ውሕስነታት፡ ርትዓዊ ናይ መንበሪ ቤት ሕግታት፡ ናይ ቤት ኣገልግሎታትን፡ ካልእ ጠቐምቲ ምንጭታትን ጠቓሚ ዝኾነ ሓበሬታ ዘቕርቡ ዝተረርጎሙ ሰነዳት ኣለውዎ።

ስያትል ኣብ ምጽንባርን ማዕርነትን እያ ትኣምን።  ስደተኛታትን ዑቕበኛታትን ኣብዚ ሓንጎፋይ ይብሃሉ 

ሰራሕተኛታት ከተማ ብዛዕባ ናይ ዜግነት ኲነታት ኣይሓቱን እዮም ናይ ስደተኛ ኩነታት ብዘየገድስ ድማ ንኽሎም ነበርቲ የገልግሉ።

ሓገዝ ናይ ንምኽፋሉ መጠንካ ዝኾነ መንበሪ ቤት ምርካብ፣ ናብ ቤት ናይ ምእታው ሓገዝ፣ ናይ ሕጊ ሓገዝን፣ ካልእ ናይ ኮም ምንጭታትን ንምርካብ ናብዚ ደውል 2-1-1 ወይ 1 (877) 211-9274 ወይ ናብዚ ብጻሕ win211.org

እቲ ካብ ቤት ናብ ቤት ናይ ምርጓግ እዋን ምስ ኣብቕዐ ዕቝባ ዳግማይ ጀምሮ

ምእታው

ኣከራይ ምዃን

ገዛ ምቅያር

Renting in Seattle

Address: 700 5th Ave, Suite 2000, Seattle, WA, 98124
Mailing Address: P.O. Box 34019, Seattle, WA, 98124-4019
Phone: (206) 684-5700
Contact Us

The Seattle Department of Construction & Inspections (SDCI) includes permitting, construction inspections, code compliance and tenant protections, and rental housing registration and inspections.