Link to Transportation Home Page Link to Transportation Home Page Link to Transportation About Us Page Link to Transportation Contact Us Page
Delivering a first-rate transportation system for Seattle Scott Kubly, Director

Services 

Projects 

Planning 

Resources 

Events

News

Site Index


Rainier Avenue South Road Safety Corridor
Three Year Collision History
Three Year Collision Diagrams
Vision Zero
Speeding
Distraction
Impairment

Rainier Avenue S Corridor Project

Last updated: September 7, 2017

ናይቲ ፕሮጀክት መልክዕ

አብ 2014 ንአውቶቡስ ብዛጋጥም ሐደጋ ስብራት ናይ ምትሕብበር ከይዲ Rainier Ave S ተሊምና ንደሕንነት ዘድልዩ ነገራት ብዝምልከት ንተጎዓዝቲ ደሕንነት ዘመሐይሹ ኩነታት አዳሊና አለና፡፡ እዚ ፕሮጀክት ናይ Seattle's Vision Zero ትራፊክ ፀገማትን ከምኡውን ልዑል አብ 2030 ከብቅዑ ዝተዳለወን ዝዓለመን አዩ፡፡

ክፍሊ 2
አብዚ ዓመት ዚ ስራሕና ዝቀፀልና Rainier Ave S ካብ S Kenny St ክሳብ S Hendrson St ሽቶታትና፡

  • ብልሽት ምቕናስ
  • ብምግጫው ምኽንያት ዝበፅሕ ከቢድ ሐደጋታት ምቕናስ
  • ደሕንነት ዘረጋግፁ መገድታት ንኹሎም ጸጎዓዝቲ
  • ውፅኢታዊን ዘተኣማምንን ጉዕዞ ምርግጋፅ

ስጉምትታት በዚ መልክዕ ይሕስቡ ናይ ትራፊክ ጥርዓን፤ ናይ ትራፊክ ምልክታት ምዕባይ ናይ ፅርጊያ ምንፃፍ መመሐየሺ ናይ እግሪ ተጎዓዝቲን ብሽክለታን ደሕንነት ምርግጋፅ ካብዚ ብተወሳኺ ናይ ትምህርቲ ማተርያላት ብምድላው ብናህሪ ምዝዋር ባህርያዊ ትምህርትታት ዘይግቡእ ምዝዋር መኪና ግቡእ ምዝዋር መኪና ሐደጋን ምቕናስ ዘድልዩ ካልኦት ነገራት፡፡

ክፍል 2 - አማራፂታት

አማራፂ 1 (አውቶቡስ ጥራሕ)፡

አማራፂ 1

ጥቅምታት፡

  • Northbound Business Access and Transit (BAT) ምትሕልላፍን ናይ አውቶቡስ ጉዕዞ ጊዜታት ተኣማኒነት ይውስኽ
  • ናይ መገዲ ጠጠው መበሊታት ቦታ አየፃብብን ምስ Rainier Ave S
  • ገፋሕቲ መገድታት ናይ መፃኢ ጊዜ ናይ ኢንቨስትመንት ኩነታት Rainier Rapidride የመዓራርዩ
  • ብዘሎ ዓቕሚ ክውድኡ ይኽእሉ

አብ ግምት ዝኣትወ ነገራት

  • ቢ.ኤ.ቲ ሕጋዊ ዘይኮነ መሳገሪ መገዲ ናይ አውቶቡስ ተኣማንነት አብ ክቕንስ ይኽእል
  • በአውቶቡስ ማቆሚያ ጎኒ ንጎኒ ዘለው መኪና ጠጠው መበሊ መገዲ ሰለዝፀብብ ምጭንቃቕ ይፈጥር
  • አብ ሐዶ ጎኒ ናይቲ ፅርጊያ መኪና መማረፂ ቁፅሪ ክልተ/ ናይ ሽግለታታት መኸዲ መስመር ምክልኻል

መማረፂ 2 (ናይ ሽግለታታት መኸዲ መስመር ምክልሻል)፡

መማረፂ 2
አብ ዋና ዐቢያ/ መተሐላለፊ መቆራፀፂታት

መማረፂ 2

ጥቅምታት፡

  • ናይ ሽግለታ መተዓፃፀፊ ፅርግያ አብ ተዛማዲ መገዲ Rainier Valley
  • ናይ መገዲ ጠጠው መበሊ

አብ ግምት ዝኣትወ ነገራት

  • በአውቶቡስ ማቆሚያ ጎኒ ንጎኒ ዘለው መኪና ጠጠው መበሊ መገዲ ስለዝፀብብ ምጭንቃቕ ይፈጥር
  • ካልኦት አማራፂታት ናይ ህንፀት ስራሕቲ ከብቲ ዝተተሐዞ ናይ በጀት ገንዘብ ሕልፊ ክኸውን ይኽእል
  • ናይ እግሪ ተጎዓዚ አብ ኮሪደር መሰመሮም ዘይሐዙ ክኾኑ ይኽእሉ እዚ ኸኣ
  • ናይቲ ብሎክ ንውሐት ወይ አብ መቋረፂታት ዝህሉ ፅበት
  • ናይ ፅርጊያ ምንፃፍ ኩነታት ክውሰኑ ኢዮም

ሰደቃ

ሰመር 2017: ዝተኻፈለ መማረፂ
ፎል 2017: ንንድፈ ዝተወድኣ ፍልጠት
2018: ኮንስትራክሽን (ህንፀት)
2019: ናይ ፕሮጀክት ግምገማ

ገንዘብ ምርካብ

SDOT ካብ Real Estate Tax ነቲ ከልኣይ ብርኪ Rainier Ave S Corridor Improvements Project:: ይእክብ እቲ ፕሮጀክት ካብ Levy to Move Seattle ውን ገንዘብ ይቕበል አብ 9ተ ዓመታት 930 ሚሊዮን ዶላር አብ 2015 ብመረፅቲ ተገሚቱ፡፡

Home | About Us | Contact Us | Site Index | News | FAQs | E-Mail Alerts