Tigrinya Language Information from Emergency Management

ንገዛኻን ስድራ ቤትካን ንመጻኢ ኣዳሊኻ ምጽናሕ  

መቅዘፍቲ (ሓደጋ) ኣብ ዝኾነ እዋን መጠንቐቕታ ከይሃበ ክወርድ ይኽእል እዩ። ኣቐዲምካ ተዳሊኻ ብምጽናሕ ንንብስኻን ንቤተሰብካን ካብ ክመጽእ ዝኽእል መቅዘፍቲ (ሓደጋታት)ንምድሓን ነሓድሕድኩም ንኽትተሓላለው ዝጠቅም እዩ።  ኩሉ ውልቀ-ሰብ ክፍጽመን ዝኽእል ለውጢ ንምምጻእ ዝሕግዛ ሰለስተ ነግራት ኣለዋ። 

  • መደብ ኣዳሊኻ ምጽናሕ -ሓደጋ ኣብ ዘጋጥመሉ እዋን ኩሉም ኣባላት ስድራ ብሓንሳብ ከይህልዉ ስለዝኽእል ናብ ውሑስ ዝኾነ ቦታ ብዛዕባ ምኻድ፡ ኣብ ሞንጎኹም ቀጻሊ ርክብ ምፍጣር ዝክኣለሉ መገድታት፡ ከምኡውን  ድሕሪ እቲ ክፍጠር ዝኽእል ሓደጋ ኣበይ ክትራኸቡ ከምትኽእሉ ኣቕዲምካ መደብ ኣዳሊኻ ምጽናሕ ኣድላዪ እዩ። ·      
  • ዝጠቀሙ ነገራት ቀሪብካ ምጽናሕ -ቅድሚ ሓደጋ ምብጽሑ ንእዋን  መቅዘፍቲ (ሓደጋ) ዘድልዩ ነገራት ቀሪብካ ምጽናሕ የድሊ። እንተውሓደ ድማ ማይ፡ መግቢ፡ ላምባዲና፡ ዘሟሙቑን ጥለት ዝካላኸሉን ተወሰኽቲ ክዳውንቲን ኮቦርታታ ከምኡውን ቀዳማይ ረድ ኤት ንምሃብ ዝጠቕሙ ነገራት ቀሪብካ ምጽናሕ የድሊ። ·      
  • ንንሕድካ ምትሕግጋዝ -ምስ መሓዙትኻን ጎረባብትኻን መደባት ኣውጺእካ ድሕሪ ምጽናሕ ነንሕድሕድካ ከምትሕግጋዝ መደባት ምድላው። ነዞም ዝስዕቡ መርባባት ብምውካስ ሓደጋ ወይ መቕዘፍቲ ኣብ ዘጋጥመሉ እዋን  ተወሰኽቲ ሓበሬታ ምርካብ ዝክኣል እዩ።   

ብቋንቋ ትግርኛ ካብ ናይ ህጹጽ ኩነታት ምሕደራዝወሓብ ሓበሬታ (ኢመርጀንሲ ማኔጅመንት)

 

Emergency Management

Curry Mayer, Director
Address: 105 5th Ave S, Suite 300, Seattle, WA, 98104
Mailing Address: PO Box 34986, Seattle, WA, 98124-4986
Phone: (206) 233-5076
Fax: (206) 684-5998
OEM@Seattle.gov

Newsletter Updates

Subscribe

Sign up for the latest updates from Emergency Management

The Seattle Office of Emergency Management partners with the community to prepare for, respond to, and recover from disasters.

During an emergency go to www.seattle.gov for the latest information
EMERGENCY: Dial 911 | Non-Emergency Police: 206-625-5011 | Non-Emergency Fire: 206-386-1400